Mahder Network ማህደር ኔትዎርክ

እንቋዕ ናብ ማህደር ኔትዎርክ (Mahder Network) ብደሓን መጻእኹም!

ማህደር ኔትዎርክ ንማሕበረሰብ ሓበሻ ዝተዳለወ ናይ ፍልጠትን ሓበሬታን መኣዲ እዩ። ዕላማ መደባትና ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ንዝነብሩ ወገናትና እዋናዊ ዜናታት: ሕጋዊ መምርሒታት (UK Immigration, eVisa, 30-month rule): ትምህርትን ቴክኖሎጅን ብትግርኛ ምብጻሕ እዩ።

ምንጪ ማህደር፡ ጽጹይ ሓበሬታ! ሕጂ Subscribe ብምግባር ኣባላት ስድራቤትና ኩኑ።

Welcome to Mahder Network, your Archive of Accuracy for the Habesha community in the UK. We provide reliable updates on UK Immigration, Education, Tech, and Global News to help you navigate life in the UK.

መጠንቐቕታ (Disclaimer): እዚ መደብ ንትምህርታውን መዘናጋዕታን ጥራይ እዩ። ሞያዊ ናይ ሕጊ ወይ ፋይናንስ ምኽሪ ኣይኮነን። ኩሉ ግዜ ናብ gov.uk ወይ ጠበቓታት ክትውከሱ ነተሓሳስብ።

Legal Disclaimer: Content is for informational purposes only, not legal or financial advice. Consult gov.uk or a solicitor for specific needs.

#MahderNetwork #UKImmigration #HabeshaUK #EritreansInUK #EthiopiansInUK #UKLifeGuide #UKNews #eVisaUK #HomeOfficeUpdates #ትግርኛ #ኤርትራ #ኢትዮጵያ #ትግራይ #ዜና #ፍልጠት #መደባትና #ukeducation


Mahder Network ማህደር ኔትዎርክ

ሰላም ስድራቤት ማህደር ኔትዎርክ!

ዛጊት ንዘርኣኹምና ደገፍን ተገዳስነትን ብልቢ ነመስግን! ከምቲ ወትሩ እንብሎ፡ ምንጪ ማህደር፡ ጽጹይ ሓበሬታ! እዩ። ኣብዚ መድረኽ ካብ ቪድዮታትና ወጻኢ፡ ብዛዕባ ሕጋዊ መምርሒታት ዓዲ እንግሊዝ (UK Immigration)፡ ትምህርቲ፡ ቴክኖሎጂን እዋናዊ ሓበሬታታትን ብጽሑፍ ክንመያየጥ ኢና።

ኣብ ዝቕጽል መደባትና ክነቕርቦም ትደሊዎም፡ ኣገዳስን ጠቐምትን ዛዕባታት እንታይ ክኾኑ ትመርጹ? ሓሳብኩም ኣብ ኮመንት (Comment) ጸሓፉልና። 👇

#MahderNetwork #ትግርኛ #ሓበሬታ #ዓዲእንግሊዝ #ኤርትራ #ኢትዮጵያ #ትግራይ #UKLife

3 weeks ago | [YT] | 3

Mahder Network ማህደር ኔትዎርክ

ደው ዝበለ እንታይ እዩ?

3 weeks ago | [YT] | 0

Mahder Network ማህደር ኔትዎርክ

🌍 ናይ ኤርትራ፡ ኢትዮጵያ ወይ ኡጋንዳዊ መምርሒ ምዝዋር መኪና (Driving Licence) ኣለካ ፧ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ብሕጋዊ መንገዲ ብዘይ ዝኮነ ፍቃድ ክትዝውር ከም እትኽእል ትፈልጥ’ዶ፧
እዚ ንምዙሓት ሰባት ዝሕጉስ እዩ! 🎉
ግን—መብዛሕትኦም ሰባት ዘይፈልጥዎ "ሓደገኛ ክፍተት" ኣብቲ ሕጊ ኣሎ። 🛑 ክሳብ ክንደይ ጊዜ ገደብ ... ብድሕሪኡ’ኸ... ዝብሉ ነገራት ምፍላጥ የድልይ። እንተዘይኮይኑ ኣብ ዘይተደለየ ገበን ክትኣቱ ትኸል ኢኻ 👮 ♂️⚠️
✅ ሕጊ 185 መዓልታት፡- ዓዲ እንግሊዝ ካብ ት ኣቱ ቐድሚ 185 ዘሎ መዓልታት ናይ Theory ወይ Practical Driving Test ምግባር ገበን ምዃኑ!
✅ Automatic ዶ Manual ፡- ናይ ስራሕ ኣማራጺታትካ፡ ንዘልኣለም ክፉት ንምግባር ኣየናይ ፍቓድ ክትመርጽ ኣለካ፧ 🚗
✅ Theory Test፡ ኣብ 2026 ዝበለጸ ሜላ ኣብ ምሕላፍ ፈተና ጥርጉም ናይቲ ሕቶታት ምፍላጥን ምርዳእን’ዩ።
✅ ምዝዋር መኪና ምስ ጉዳይ ወረቐትና ምትእሣስሳር አለዎ...
ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ቪድዮ ⬇️ ተኸታተሉ።

1 month ago | [YT] | 3