ALAR entertainment

ALAR entertainment


ALAR entertainment

34 ዓመት ኣብ ባርነት
ኣታ ለዋህ ህዝቢ ይኣኽላ ባ ሎሚ ውጻእ ካብ ባርነት

1 year ago | [YT] | 2

ALAR entertainment

ብርገድ ንሓመዱ ኣብ ጥቃ ዓዱ ይበል ጽባቀ
www.facebook.com/share/1EJWAo5E44/

1 year ago | [YT] | 0

ALAR entertainment

ህጹጽ ሓገዝ ንስነጥበባዊ ዮናታን ታደሰ (ዱላ )

ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም እትርከቡ ገበርቲ ሰናይ የሕዋት: ሰናይ ምንዮትና እንዳገለጽና ኣብዚ ሕጂ እዋን ብጻይናን ሓውናን ዝኾነ ስነ ጥበበኛ ዮናታን ታደሰ (ዱላ) ብሕማም ካንሰር ተጠቒዑ ኣብ ከቢድ ቃንዛ ስለ ዝርከብ ን ልዕሊ 6 ወርሒ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ ሕጂ እዋን ንዝያዳ ሕክምና ናብ ወጻኢ ሃገር ክሕከም ስለ ዝተፈቕደሉ: እቲ ተባሂሉ ዘሎ ወጻኢታት ድማ ልዕሊ ዓቕሙ ስለ ዝኾነ ኩላትኩም ገበርቲ ሰናይ የሕዋት ዘዝከኣለኩም ሓገዝ ብምብርካት ኣብ ጎኑ ብምኻን ሓገዝና ከነበርክት ንላቦ:: ከምኡ'ውን ኩሉኹም ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት እትነጥፋ ኤርትራውያን ነዚ ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕ ክትታሓባበሩና ብኽብሪ ንጽውዕ::

እቲ ክነጥርን ክዘልልን እንከሎ ትፈልጦ ሰብ ብሕማም ተሰኒፉ ኣብ ዓራት ክእለ እንክትርእዮ ክትቅበሎ የጸግመካ። ክቡራት ኣሕዋት ንሓውና ስነጥበበኛ ዮናታን ታደሰ(ዱላ) ካብዚ ኣጋጢምዎ ዘሎ ሕማም ክገላገል ኣብ ጎኑ ብሙዃን ኣጆኻ ክንብሎ ይግባእ። ኣብዛ ጥብቖ ናይ ጎፋንድ ኣቲና ዘዝክኣለና ንሓግዝ።

gofund.me/51790c1c

3 years ago | [YT] | 2

ALAR entertainment

## nezom muqurat abon wedn eski meruquley❤️❤️🙏

3 years ago | [YT] | 6

ALAR entertainment

Alar entertainment

4 years ago | [YT] | 0