Experience authentic Eritrean music straight from the source. This channel brings you original Tigrinya tracks, fresh melodies, and creative productions crafted by DJ Yoda-Eritrea. From cultural rhythms to modern Eritrean vibes, every song is made with passion and pride.

Subscribe to stay connected with new releases, exclusive sounds, and the evolving heartbeat of Eritrean music.


DJ Yoda-Eritrea

🔥 ሴዳው NEW MUSIC IS OUT NOW! 🔥
🎧 Watch the official music video now: https://youtu.be/EYmibeRCFTg

A fresh Tigrinya Afrobeats vibe has arrived! 🇪🇷🎶

If you enjoy smooth melodies, Afrobeat rhythms, and modern Tigrinya music, this one is for you.



If you enjoy it:
❤️ Like
💬 Leave a comment
🔁 Share it with your friends
🔔 Subscribe for more original Tigrinya music!

Thank you for your support—it truly means everything! 🙏❤️

1 week ago (edited) | [YT] | 8

DJ Yoda-Eritrea

መቸም ኣብዚ ሰዓት እዚ፡ ናይ ቴዲ ኣፍሮ ጽልዋ ኣብ ኢትዮጵያን ከባቢናን ማንም ክኽሕዶ ዘይክእል እዩ።
ናይ ሃገርና ጸላዊ/ት ደራፋይ/ፊት ከ መን እዩ/ያ ትብሉ?

2 months ago | [YT] | 14

DJ Yoda-Eritrea

ሙዚቃ ናብ ድሕሪት መሊሱ: ንእስነትካ: የዕሩኽትኻ: ቤት ትምህርትኻ: ዝዓበኻሉ ገዛውትኻ: ቤተ ሰብካ: የዘኻኽረካ። ኣብ ስደት ዘኰ ህዝብና: ክዘናጋዕን: ውሽጣዊ ስምዒቱ ክሕደስን እንገብሮ ስራሕ: ፍረ የፍሪ ከም ዘሎ: ካብቲ እትህቡና ርእይቶታት ክንርዳእ ክኢልና ኣለና። ንእተገብርዎ ምትብባዕ ብጣዕሚ ነመስግን! 🎶❤️

7 months ago (edited) | [YT] | 237

DJ Yoda-Eritrea

ብሞት በሃር ኤርትራዊ ድምጻዊ፡ ኣወሃሃዲ ሙዚቃ፡ መምህር ክራር፡ ዶክተር በረኸት መንግስትኣብ፡ ዝተሰማዓና ሓዘን ንገልጽ። ንስድራ ቤቱን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን፡ ጽንዓት ይሃብ።


በሃር ድምጻዊ፡ ዶክተር በረኸት መንግስትኣብ፡ ብድምጹን መንፈሱን ተወፋይነቱን ኣብ ወለዶታት ነባሪ ኣሰር ገዲፉ እዩ።
ኣብ 1938 ኣብ ሃዘጋ ኤርትራ ዝተወልደ በረኸት፡ ካብ ዝተሓተ ደረጃ ጀሚሩ ናብቲ ዝለዓለ ክብሪ ዝበጽሐ፡ ሙሉእ ሂወቱ ንባህሊን ሙዚቃን ዝወፈየ፡ ሓቀኛ ባህላዊ ምልክት እዩ። ክራር ካብ ምምሃር ተበጊሱ ክሳብ ኣብ መድረኻት ዓለም ዝደየበ፡ ብሙዚቃኡ ባህሊ ሃገሩ ናብ ስግር ዶባት ዘሳገረ ባህላዊ ጅግናና እዩ።


ብኣማኢት ዝቑጸሩ ንባህሊ፡ ፍቕሪ፡ ቃልስን ሓርነትን ዝገልጹ ደርፍታት ደሪሱን፡ ደሪፉን። ንህዝቡ ድምጺ ሂቡ፡ ታሪኹ ብዜማ ዓቂቡ እዩ።


ሎሚ ድማ ንህይወቱ፡ ስነ-ጥበቡን ሕድሩን ነኽብር። በረኸት ገዲፉና ክኸውን ይኽእል'ዩ፡ ሙዚቃኡ ግን ንዘልኣለም ክነብር'ዩ።


ብሰላም ዕረፍ በረኸት መንግስትኣብ — ዜማኻ ፈጺሙ ኣይሃስስን እዩ። 🎵

8 months ago | [YT] | 149