Emba tv እምባ ቲቪ

ሰላም ብሓበራ ሰዓብቲ Emba tv እምባ ቲቪ ብናቅርበልኩም ስርሓት ዕጉባት ክትኮኑ እንዳ ተመነናን ጸዓርናን ኢና እሞ ንስኩም ዉን ብShare like ከምኡ ዉን subscribe ደግፉና ኢኩም ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶኩም ኣዚና ነመስግን Emba tv እምባ ቲቪ ሒዛትልና ትመጽእ ቀረባት Film music show ከምኡ ዉን Interview ወዘተ ክተቅርበልና ኣያ።
#eritreanmusic #eritrean show #Eritrean film #Eritrean comedy #eritrean Interview


Emba tv እምባ ቲቪ

ንጽባሕ ቀዳም
https://youtu.be/db52GE20KNA

1 week ago | [YT] | 213

Emba tv እምባ ቲቪ

ሰላም! ኩቡራት ሰዓብቲ emba tv ብሓዱሽ ስራሕ ተከታታሊት ሲትኮም ጆባ ንብለኩም ኣለና ንጽባሕ ቀዳም

2 weeks ago | [YT] | 241

Emba tv እምባ ቲቪ

ንፅባሕ ቀትሪ ዱሉዋት ዲኩም ፈተውቲ ፊልም ትግርኛ?
https://youtu.be/jE4YTkqQYdo?is=KTYYK...

1 month ago (edited) | [YT] | 267

Emba tv እምባ ቲቪ

ዘይ'ምነገርክኒ ዘርእስታ ሙሉእ ፊልም ኣብ ቀረባ እዋን ደብክ ክትብለና እያ እሞ ብሸርን ላይክን ሳብስክራይብን ክትተሓባበሩና ብክብሪ ንዕድም

2 months ago | [YT] | 49

Emba tv እምባ ቲቪ

15:45 ክንመጻኩም ኢና ብshareን likeን ተቀበሉና ኢኩም ።

5 months ago | [YT] | 37

Emba tv እምባ ቲቪ

ሰላም ፉቱዋት የሕዋት ኣስተማቀርቲ ትግርኛ ሙዚቃ ንዝመጽእ ዘሎ ዓርቢ ድሕሪ ቀትሪ፡ ሰዓሪት ዘርእስታ ብልጽቲ ደርፊ ብሓዉና ሄርሞን ሒዝናልኩም ንመጽእ ኣለና እሞ ደገፍኩምን ሃናጺ ርኢቶኩምን ኣይፈለየና!🤗🙏🏾

5 months ago | [YT] | 74

Emba tv እምባ ቲቪ

Part4 ዘርጊሕናያ ኣለና share like and subscribe ክንጽበ ኢና ክቡራት የሕዋት

6 months ago | [YT] | 148

Emba tv እምባ ቲቪ

Part3 ሰዓት 15፡00 ስደዱልና ትብሉ ኢድኩም ንላዕሊ
Part2 ኣይ ርኣናያን ትብሉ ከኣ ኣብዚ link ብምእታው ርኣዩዋ
https://youtu.be/duqKBFTW4ow

6 months ago (edited) | [YT] | 214

Emba tv እምባ ቲቪ

ብሰንኪ ዘይ ምስምማዕ ኣንፈቱ ዝቀየረ ሾው ድሕሪ 1ሰዓት ተጸበዩና part2
የሕዋት በጃኩም subscribe like share ተሓባበሩና 4% ጥራሕ subscribe ጌርኩም ካብ ተከተልቲ ናይዚ ቻነል እንታይ ይክፈሎ ድዩ ደግፉና ብዝበለጸ ስርሓት ክንመጻኩም please እቶም ብኩሉ መዳያት ትሕጉዙና ዘለኩም ድማ ምስጋናና ወሰን የብሉን

6 months ago | [YT] | 113