እዚ ቻነል ሃገረሰባዊ ተኸታተልቲ ፊልምታት፥ኮሜዲታትን ትውፊታዊ ስራሕትታትን ዝቐርብሉ እዩ። Subscribe ብምግባር ቤተሰብ ይኹኑ!
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ተኸታተልትና! መልሲ ድራማ ኣብ 2ይ ዙር ውድድር ኪነ-ያሬድ ኣዋርድ ብቡሉፅ ተኸታታሊ ድራማ ተሓፅዩ ይርከብ። ኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ድምፂ ብምሃብ ከምቲ ልሙድ ከምትድግፉና ንተኣማመን! kineyared.org/kine-yared-2025/?contest=photo-detai…
1 year ago | [YT] | 529
View 12 replies
ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ናብ በዓል ልደት ብሰላም ኣብፀሐኩም። ፅባሕ ምሸት ኣብዚ ኣብ ዋዛ ሃገረሰብ ይፀበዩና!
1 year ago | [YT] | 60
View 1 reply
ዕሽነትን ፍቕርን!
1 year ago | [YT] | 6
View 0 replies
https://youtu.be/W1I4PgvVMGo?si=C_22W...
1 year ago | [YT] | 153
#መንፀግባ
1 year ago | [YT] | 56
ካሜራ ማንን ኤዲተርን መልሲ ወ ብረይ
1 year ago | [YT] | 18
ዝተኸበርኩም ተኸታተልትና መልሲ ክፋል 50 ንሎሚ ሮቡዕ ሰዓት 2:00 ናይ ምሸት ተፀበዩና!
1 year ago | [YT] | 2,124
View 151 replies
https://youtu.be/eA57gGqKidw?si=YzBeT...
1 year ago | [YT] | 135
ክቡራት ተኸታተልቲ መልሲ ድራማ ብዘጋጥሙና ዘለው ዝተፈላለዩ ዕንቅፋታት ብተደጋጋሚ ''ኣይትዝርጋሕን'' እናበልና ይቕሬታ ንሓትት ኣለና።ካብ እንጅምር ክሳብ ሐዚ ንዘለኩም ትዕግስቲ ኣዚና ነድንቕ ስለትርዱኡና እውን ኣዚና ነመስግን!ብዝተኸኣለና እቲ ዘሎ ፀገም ፈቲሕና ንቐፃሊ ሮቡዕ ክፋል 50 ክንዝርግሕ ክንፍትን ኢና።ደጊምና ይቕሬታ ንሓትት 🙏
1 year ago | [YT] | 2,144
View 133 replies
ክቡራት ተኸታተልትና መልሲ ድራማ ብዘጋጠመና ንእሸተይ ፀገም ንሎሚ ሮቡዕ ከምዘይትዝርጋሕ እንትነግረኩም ምስ ዓብዪ ይቕሬታ እዩ።ንናይ ኩሉግዜ ምትብባዕኩምን ትዕግስትኹምንኣዚና ኢና ነመስግን!
1 year ago (edited) | [YT] | 2,074
View 116 replies
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
ሰላም ንዓኹም ክቡራት ተኸታተልትና! መልሲ ድራማ ኣብ 2ይ ዙር ውድድር ኪነ-ያሬድ ኣዋርድ ብቡሉፅ ተኸታታሊ ድራማ ተሓፅዩ ይርከብ። ኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ድምፂ ብምሃብ ከምቲ ልሙድ ከምትድግፉና ንተኣማመን! kineyared.org/kine-yared-2025/?contest=photo-detai…
1 year ago | [YT] | 529
View 12 replies
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
ንተኸተልቲ እምነት ክርስትና እንኳዕ ናብ በዓል ልደት ብሰላም ኣብፀሐኩም። ፅባሕ ምሸት ኣብዚ ኣብ ዋዛ ሃገረሰብ ይፀበዩና!
1 year ago | [YT] | 60
View 1 reply
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
ዕሽነትን ፍቕርን!
1 year ago | [YT] | 6
View 0 replies
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
https://youtu.be/W1I4PgvVMGo?si=C_22W...
1 year ago | [YT] | 153
View 0 replies
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
#መንፀግባ
1 year ago | [YT] | 56
View 1 reply
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
ካሜራ ማንን ኤዲተርን መልሲ ወ ብረይ
1 year ago | [YT] | 18
View 0 replies
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
ዝተኸበርኩም ተኸታተልትና መልሲ ክፋል 50 ንሎሚ ሮቡዕ ሰዓት 2:00 ናይ ምሸት ተፀበዩና!
1 year ago | [YT] | 2,124
View 151 replies
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
https://youtu.be/eA57gGqKidw?si=YzBeT...
1 year ago | [YT] | 135
View 1 reply
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
ክቡራት ተኸታተልቲ መልሲ ድራማ ብዘጋጥሙና ዘለው ዝተፈላለዩ ዕንቅፋታት ብተደጋጋሚ ''ኣይትዝርጋሕን'' እናበልና ይቕሬታ ንሓትት ኣለና።
ካብ እንጅምር ክሳብ ሐዚ ንዘለኩም ትዕግስቲ ኣዚና ነድንቕ ስለትርዱኡና እውን ኣዚና ነመስግን!
ብዝተኸኣለና እቲ ዘሎ ፀገም ፈቲሕና ንቐፃሊ ሮቡዕ ክፋል 50 ክንዝርግሕ ክንፍትን ኢና።
ደጊምና ይቕሬታ ንሓትት 🙏
1 year ago | [YT] | 2,144
View 133 replies
Waza Hagereseb - ዋዛ ሃገረሰብ
ክቡራት ተኸታተልትና መልሲ ድራማ ብዘጋጠመና ንእሸተይ ፀገም ንሎሚ ሮቡዕ ከምዘይትዝርጋሕ እንትነግረኩም ምስ ዓብዪ ይቕሬታ እዩ።
ንናይ ኩሉግዜ ምትብባዕኩምን ትዕግስትኹምን
ኣዚና ኢና ነመስግን!
1 year ago (edited) | [YT] | 2,074
View 116 replies