ሰላም! እዚ Fila ቴክ እዩ። ኣብዚ ቻናል ብዛዕባ ሓደስቲ ናይ AI (Artificial Intelligence) መሳርሒታት፣ ናይ ስልኪ ድሕንነት (Mobile Security)፣ ከምኡ እውን ጠቀምቲ ናይ ቴክኖሎጂ ትምህርትታት ብትግርኛ የቕርብ።
Welcome to Fila ቴክ! I create high-quality tech tutorials in Tigrinya, focusing on AI tools, Mobile security, and digital privacy. If you love technology like Mrwhosetheboss or MKBHD, this is the place for you!
Subscribe ንምግባር ኣይትረስዑ!"
FILA ቴክ
ሓጺርን ንጹርን መብርሂ ብዛዕባ ከመይ ጌርና ናይ ቲክቶክ ፓስዎርድና ንቕይሮ። ቲክቶክ ኣካውንትና ፓስዎርድ ብውሑስ መንገዲ ክትቅይር ምስ እትደሊ ነዛ ቪድዮ ብምክትታል ብቐሊሉ ክትቅይራ ትኽእል ኢኻ።
እታ ቪድዮ እንተፈቲኹም Like and Share ክትገብሩ ንላቦ። ንዝያዳ ጠቓሚ ቪድዮታት ኣብ ቻነልና ሳብስክራይብ ግበሩ!
@fltetmedia @maggyshow @braketigrai
#ኤርትራ #ትግራይ #ኲናት #ደርፊቀደም #ሰምሃርየውሃንስ #ኣብርሃምኣፈወርቂ #ቢኒያምግርማይ #ኤደንከሰተ #ሄለንመለስ #ዜናትግርኛ #ዜና #EthiopianMusic #ኦርቶዶክስ #መዝሙር #EritreanOldMusic #ኢሰያስኣፈወርቂ #ደብረጽዮን #ጌታቸውረዳ #FnanApp #DawitTV #Erisat #AsenaTV #AbugidaMedia #MaggyShow #ZenaTigrigna #KokobMedia #DasnaExtra #DadiMami #NeshneshTV #Tigray #AdmasMusic #Mendelay #ShkorEntertainment #NewStarEri #TigrignaNews #EriTV #DWTV #TMH #TigrayTV #BreakingNewsEthiopia
1 week ago | [YT] | 1
View 0 replies
FILA ቴክ
🚨ብጣዕሚ ዘሕዝን ሓደጋ መኪና 😥
🍁ቲክ ቶከር ጃኒ ምስ ሓዉ ን ኣዶናይ( ማቱሳላ) ትማሊ ምሸት ናብ ገዛ ክኸዱ ከቢድ ዝበሃል ናይ መኪና ሓደጋ ኣጋጢምዎ ዝብል ሓበሬታ እናወፀ ይርከብ ።
🍁ሓፍትና ጃኒ ዳሕና እያ ማቱሳላ ( ሓዉ ኣዶናይ ) ግን ከቢድ ዝበሃል ሓደጋ እዩ ኣጋጢምዎ ኣብ ሆስፒታል ይርከብ ።
ምሕረት የዉርደሎም ካብ ድንገተኛ ሓደጋ ፈጣሪ ይሓልወና 🙏
#ጃኒ#አዶናይ
3 weeks ago | [YT] | 3
View 0 replies
FILA ቴክ
ሰላም አሕዋትን ኣሓትን በ ኢኣይ ai ተጠቂምና ከመይ ገይርና ናይ በዓልና ክላሲካል ሙዚቃ ከምንሰርሕ ቪዲዮ ሰሪሐልኹም ነኤኹሞ ሰብስክራይብ ሼር ብምግባር ተሓባበሩኒ 👇👇👇
youtube.com/@Filaapptube
@fltetmedia @maggyshow @logbiba2500
1 month ago (edited) | [YT] | 3
View 0 replies
FILA ቴክ
ሰላም ኩልኹም ናይ ቴክኖሎጂ ፈተውቲ! ብዛዕባ ሓደስቲ ኣፕሊኬሽናት፣ ስልካትን ድሕንነት ሶሻል ሚድያን ብቀሊሉ ክትመሃሩ ትደልዩዶ?
FILA APP ዩቲብ ቻናል፡ ንዓኹም ንደልይቲ ፍልጠት ተባሂሉ ዝተዳለወ እዩ። ኣብዚ ቻናል እዚ፦
📱 ናይ ሓደስቲ ስልካትን ጋጀትስን ገምጋም (Tech Reviews)
🛠️ ጠቐምቲ ዝኾኑ ኣፕሊኬሽናት (App Reviews)
🔐 ናይ ዲጂታል ድሕንነትን ምስጢራትን (Tips & Tricks)
💡 ኩሉ ግዜ ንጥፈታትካ ዝቕይሩ ሓደስቲ ቴክኖሎጂታት
ስለምንታይ ሰብስክራይብ ትገብሩ?
ዝኾነ ሰብ ብዘይ ዝተሓላለኸ ትምህርቲ፣ ቴክኖሎጂ ብቋንቋኡ ንክርድኦን ንክጥቀመሉን ስለ እንሰርሕ።
🔗 ሕጂ ሰብስክራይብ ንምግባር እዚ ሊንክ ጠውቑ: [youtube.com/@filaapptube?si=A_nJC9HKdKHxZ4iI
ሓቢርና ንመሃር፣ ሓቢርና ንዕበ! 🚀
#FILAAPP #Technology #TigrinyaTech #AppReview #YouTubeEthiopia #DigitalWorld
@maggyshow @fltetmedia @logbiba2500 @braketigrai @LazaTigrigna
2 months ago (edited) | [YT] | 4
View 0 replies
FILA ቴክ
🚀 ካብ ChatGPT ወፃኢ ክትፈልጥዎም ዝግባእ 4 ብሉፃት ናይ AI መሳርሒታት!
ብዙሕ ግዜ ChatGPT ጥራይ ኢና ንሰምዕ ግን ካልኦት ንፍሉይ ስራሕቲ ዝተዳለዉ ሓያላት መሳርሒታት ኣለዉ
🎨 1. Midjourney ወይ Leonardo.ai (ንዲዛይን)
ዝኾነ ስእሊ ኣብ ኣእምሮኻ ዘሎ ብፅሑፍ ጥራይ ብምግላፅ ልክዕ ከም ናይ ሓቀኛ ስእሊ (Photography) ወይ ዲጂታል ኣርት ክፈጥሩልካ ይኽእሉ
ጥቕሙ ንሎጎ (Logo) ዲዛይን ንመፅሓፍ ሸፋን ወይ ንሶሻል ሜድያ ስእልታት
🎥 2. HeyGen ወይ Runway (ንቪድዮ)
ካብ ፅሑፍ ጥራይ ቪድዮ ዝፈጥሩ መሳርሒታት እዮም ንኣብነት ሓደ ሰብ ቆይሙ ክዛረብ እንተደሊኻ ስእሊ ጥራይ ሂብካዮ እቲ ስእሊ ክዛረብን ክንቀሳቀስን ይገብሮ።
ጥቕሙ :-ብዘይ ካሜራ ፕሮፌሽናል ቪድዮታት ንምስራሕ።
✍️ 3. Claude.ai (ንጽሑፍን ኮዲንግን)
ብዙሕ ሰብ ካብ ChatGPT ንላዕሊ Claude ዝበሃል AI ይመርፅ ምኽንያቱ ፅሑፉ ዝያዳ ከም ሰብ ስለ ዝመስልን (Human-like) ንነዊሕ ፋይላት (PDF) ኣንቢቡ ንምርዳእ ኣዝዩ በሊሕ ስለ ዝኾነ
🎵 4. Suno AI (ንሙዚቃ)
እዚ ኣዝዩ ዘገርም እዩ! ብዛዕባ ቴክኖሎጂ ዝገልፅ ናይ ትግርኛ ደርፊ ስርሓለይ እንተ ኢልካዮ ግጥሚ ባዕሉ ፅሒፉ ብዜማን ብድምፂ ደራፋይን ኣዳልዩ ምሉእ ደርፊ ይህበካ።
💡 ካብዚኦም ኣየናይ እዩ ንዓኹም ሓድሽ?
ቴክኖሎጂ መዓልታዊ ይምዕብል ኣሎ ንሕና ድማ ነዞም ሓደሽቲ መሳርሒታት ከመይ ጌርና ከም እንጥቀመሎም ክንመሃር ይግበኣና
ዝያዳ ክትፈልጡ ትደልዩዶ? ፎሎው ምግባር ኣይትረስዑ! 🔔
#AITools #Innovation #Midjourney #SunoAI #TechTigrinya #DigitalFuture #Eritrea #Ethiopia
2 months ago | [YT] | 1
View 0 replies
FILA ቴክ
👉``እቲ ከልቢ ይነብሕ ግመል ጉዕዝኡ ይቅጽል`` ንማጊ ክተውድቅዎ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ምኽንያቱ ንሱ ኣብቲ ክትበጽሕዎ ዘይትክእሉ ጠርዚ ዓወት በጺሑ ዕላምኡ ምንባር ካብ ዝጅምሮ ዓመታት ስለዘቁጸረ።
#MaggyShowwወዲኖ ጥንካራ ሰብ እካ✊@maggyshow
2 months ago (edited) | [YT] | 3
View 0 replies
FILA ቴክ
"ኣብ ዝቕጽሉ 5 ዓመታት ናይ ባዕልና ፕሮዳክሽንን ክንውንን ኢና!" 📺
ወናኒ ፊደል ፕሮዳክሽን ፊሊሞን(ሓላፊ ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽን ፊደል)
ትካልና ፊደል ጠቅላላ ስራሕቲ ንግዲ ኣ/ማ ፤ ንዓማዊሉ ዝበለጸን ዘመናውን ኣገልግሎት ንምሃብ ካብ ዘለዎ ራእይ ተበጊሱ፣ ትማሊ 22 ለካቲት 2018 ዓ/ ስራሕ ኣጀሚሩ ኣሎ። ፊደል ሚድያን ፕሮዳክሽንን ንትካላት ይኹን ንውልቀ ሰባት ነዞም ዝስዕቡ ሰሓብቲ ኣገልግሎታት ሒዛ መጺኣ ኣላ፦
✅ ናይ ማሕበራዊ ሚድያ ምሕደራ (Social Media Management) – ንትካልኩም ኣብ ፌስቡክ፣ ቲክቶክን ኢንስታግራምን ብዝበለጸ ንምፍላጥ።
✅ ፕሮፌሽናል ቪድዮ ኤዲቲንግን ሲነማቶግራፊን – ብዘመናዊ ቴክኖሎጂ ዝተሰነየ ስራሕቲ ቪድዮ።
✅ ስራሕቲ ምስፍሕፋሕን ምልክታን (Advertising) – ፍርያትኩምን ኣገልግሎትኩምን ናብ ኩሉ ንምብጻሕ።
✅ ምድላው ዓበይቲ መደባት (Event Organizing) – ምድላው ዓበይቲ ፕሮግራማት፣ ምረቃን ካልኦት ንጥፈታትን።
ፊደል ሚድያን ፕሮዳክሽንን
ናይ 5 ዓመት ዓቢ ራእይና!
ገዛና ጠቅላላ ስራሕቲ ንግዲ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብጻሕ፤ ኣብ ዝቕጽሉ 5 ዓመታት ናይ ባዕሉ ናይፕሮዳክሽን ንምውናን ትልሚ ኣውጺኡ፣ ዛጊድ ድማ ርኡይ ስራሕቲ እናሰርሐ ይርከብ
ምስ ፊደል ሚድያን ፕሮዳክሽንን ብምትሕብባር ይስርሑ!
ፊደል ሚድያን ፕሮዳክሽንን - ስራሕኩም ዓለም ክርእዮ ንገብር!
@fltetmedia @logbiba2500 @LazaTigrigna @braketigrai
2 months ago | [YT] | 0
View 1 reply
FILA ቴክ
ኤሎን ማስክ፡ ብAI ዝሰርሑ ሮቦታት ክሳብ 2028 ንሓካይም መጥባሕቲ ደቂ ሰባት ክብድሁ ከምዝኽእሉ ይዛረብ
እዚ ስርሒት እዚ ንባህላዊ ዲግሪ ሕክምና ብዓቢኡ ግዜኡ ዝሓለፎ ክገብሮ ከምዝኽእል እውን ይእምት።
ሕጂ’ውን እዚ ንልምዳዊ ኣተሓሳስባ ዝፈታተን ኤሎን ማስክ፡ ከም Tesla’s Optimus ዝኣመሰሉ ብAI ዝዝወር ሮቦታት ኣብ ዝቕጽሉ ሒደት ዓመታት ካብ ሓካይም መጥባሕቲ ደቂ ሰባትን ሓካይምን ክበልጹ ምዃኖም ይግምት። ኣብ መወዳእታ ናይቲ ዓሰርተ ዓመት፡ ምዕቡል AI ካብ ዝተሓላለኸ ትርጉም ስካን ክሳብ ረቂቕ መጥባሕታዊ ኣገባባት ብዝያዳ ትኽክለንነትን ዝወሓደ ጌጋታትን ካብ ሰብ ሞያ ሕክምና ደቂ ሰባት ከምዝህልዎ ይሕብር። ማስክ እዚ ለውጢ ኣብ መወዳእታ ንዋጋ ልዑል ጽሬት ዘለዎ ክንክን ጥዕና ክደፍኦ ከምዝኽእል ይኣምን።
ንሓካይም ካብ ብኢድ ዝሰርሑ ናብ ኣዝዩ ልክዕ ዝኾነ ርእሰ-ምሕደራ ዘለዎም ስርዓታት ዝከታተሉ ተቖጻጸርቲ ምቕያር።
ይኹን እምበር፡ ብዙሓት ሰብ ሞያ ሕክምናን ነቐፍቲ ቴክኖሎጅን ነዚ ዓቢ ዕላማ ዘለዎ መስመር ግዜ ኣብ ሕቶ የእትውዎ፣ ሕክምና ካብ ቴክኒካዊ ልክዕነት ንላዕሊ ከም ዘጠቓልል የጕልሑ። ርህራሄ፡ ስነ-ምግባራዊ ውሳነ ምሃብን ንዘይግመት ሕክምናዊ ምላሽ ናይ ምሃብ ክእለትን ከምዘለዎ ይምጉቱ።ህጹጽ ኩነታት ማሽናት ምሉእ ብምሉእ ክደግሞ ዘይክእል ብዕምቆት ሰብኣዊ ባህርያት እዩ። ብዘይካ ቴክኒካዊ ዕንቅፋታት፡ ምሉእ ብምሉእ ኣውቶማቲክ ክንክን ጥዕና፡ርኡይ ዝኾነ ናይ ምቁጽጻራዊ፡ ሕጋውን ድሕነትን ዕንቅፋታት-እዚ ረቛሒታት እዚ ነቐፍቲ ንሰብኣውያን ሓካይም ኣብ ክንክን ሕሙማት ኣብ ማእከል ክንክን ንዓመታት ክጸንሑ ይኽእሉ እዮም ዝብሉ ረቛሒታት ሒዞም ይሙጉቱ።#ትግራይ@fltetmedia @logbiba2500
3 months ago | [YT] | 0
View 0 replies
FILA ቴክ
📢 ኣገዳሲ ሓበሬታ፦ ፌስቡክ ኣብ 2026 ኣዝዩ ተቐይሩ ኣሎ! (ብፍላይ ንCreators)
✌️ ሰላም ኩቡራት ተኸታተልተይ ከመይ ኣለኹም ? ሎሚ ሓደ ዓቢ ምስጢርን መጠንቀቕታን ሒዘልኩም መጺአ ኣለኹ። ፔጅኩም ገንዘብ ክትሰርሓሉ እንተደሊኹም፣ ነዚ ሓድሽ ኣሰራርሓ ፌስቡክ ክትፈልጥዎ ግድን እዩ።
1. ቪው (Views) ጥራይ እኹል ኣይኮነን!
ቀደም ቪድዮኹም ብዙሕ ሰብ ስለ ዝረኣዮ ጥራይ ክፍሊትኩም ይውስኽ ነይሩ። ሕጂ ግን ፌስቡክ ዝያዳ ዋጋ ዝህቦ ንተሳትፎ (Engagement) እዩ። ሓደ ሰብ ኣብ ቪድዮኹም ካብ 5 ቃላት ንላዕሊ ዘለዎ ርእይቶ (Comment) እንተጽሒፉ ወይ Share እንተገይሩ፣ ፌስቡክ ነቲ ቪድዮ ከም "ብሉጽ" ቆጺሩ ክፍሊትኩም ብዕጽፊ የዛይዶ። ስለዚ፣ ተኸተልትኹም ርእይቶ ንክጽሕፉ ኣተባብዕዎም።
2. ጥንቃቐ፦ "Clear Data" ኣይትጥውቑ!
ስልኩኹም ንምፍጣን ክትብሉ "Settings" ክትኣትዉ ከለኹም "Clear Cache" ጥራይ ጠውቑ። ብዘይፍላጥ "Clear Data" እንተጠዊቕኩም፣ ኩሉ ዝነበረኩም Login Information ይድምሰስ እዩ (እንደገና Log in ክትገብሩ ግድን ይኸውን)።
3. ምስጢር AI
ብ AI ዝተሰርሐ ስእሊ ወይ ቪድዮ ትጥቀሙ እንተለኹም፣ ግድን "Made with AI" ዝብል ምልክት (Label) ግበሩሉ። እንተዘይኮይኑ ፌስቡክ ፔጅኩም ከይተሓስበ "Restrict" ክገብራ ይኽእል እዩ።
💡 ሕቶ ንዓኹም፦ ኣብዚ ሰሙን እዚ ፔጅኩም ቪው ወሲኹ ድዩ ወይስ ቀኒሱ? ኣብ ኮሜንት ንገሩኒ፣ መፍትሒኡ ክነግረኩም እየ።
🚀 ሼር (Share) ብምግባር ነዚ ሓድሽ ሕጊ ንኹሉ ኣሕዋትና ነብጽሓሎም። ሓበሬታ ሓይሊ እዩ!
✅ ሰብስክራይብ ንዝያዳ ምስጢራት ቴክኖሎጂን ኣሰራርሓ ፌስቡክን።
#FacebookUpdates2026 #TechEritrea #MonetizationTips #FacebookLaw #DigitalMarketing #EritreanCreators #EthiopianTech #ShareTheKnowledge@fltetmedia @logbiba2500
3 months ago | [YT] | 0
View 0 replies
FILA ቴክ
ናይ ገዛእ ርእስኹም ደርፊ ክህልወኩም ትደልዩ ዶ? 🎵🤖
"ብዛዕባ Suno AI ሰሚዕኩም ትፈልጡ ዶ? ሓጺር ግጥሚ ጥራይ ብምሃብ ከመይ ጌርኩም ብሉጽ ሙዚቃ ከም እተፍርዩ ዘርኢ ፍሉይ ቪድዮ ተዳልዩ ኣሎ።
ነዛ ቪድዮ ክሳብ እትለቀቕ 🔔 Notification ወልዑ፡ ከየምልጠኩም!
3 months ago | [YT] | 1
View 1 reply
Load more