Sala Sportainment ሳላ ስፖርቴይመንት

እዚ ሳላ ስፖርቴይመንት እዩ፡ ስፖርታዊ ጉዳያት ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝድህሰሰሉ፣ ትረኻታት ዝዝንተወሉ ፣ እዋናዊን ኣገደስትን ሓበሬታታት ዝፍነወሉ ፣ ሰብ ታሪኽን ተሞክሮን ስፖርት ዝተኣናገዱሉ ቻናል እዩ።


Sala Sportainment ሳላ ስፖርቴይመንት

ኤርሊንግ ሃላንድ 25 ዓመቱ መሊኡ!
ኣብዚ ዕድምኡ ዘመዝገቦ ጎልን በዝሒ ፀወታን ቁፅርታቱ ልገርም እዩ⚽️🥅

ሳልዝበርግ፡ 29 ሸቶታት (27 ፀወታታት)

ዶርትሙንድ፡ 86 ሸቶታት (89 ፀወታታት)

ማን ሲቲ፡ 124 ሸቶታት (146 ፀወታታት)

ኖርወይ፡ 42 ሸቶታት (43 ፀወታታት)

ፕሪምየር ሊግ፡ 85 ሸቶታት (97 ፀወታታት)

ቡንደስሊጋ፡ 62 ሸቶታት (67 ፀወታታት)

ሻምፕዮንስ ሊግ፡ 49 ሸቶታት (48 ፀወታታት)

10 months ago | [YT] | 4

Sala Sportainment ሳላ ስፖርቴይመንት

ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ናይ መዓልትን ቦታን ለውጢ ተገይርሉ።

ንዘይምውራድ ኣብ ምንሕናሕ ዝርከባ ጋንታታት ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት ኣብ ዝተፈላለየ ሜዳ ክፃወታ እየን።

መቐለ 70 እንደርታ ምስ ወልዋሎ ዩንቨርስቲ ዓዲግራት
ሰንበት ሰዓት 9:00 ኣብ ወንጂ ክጋጠማ እየን።

11 months ago | [YT] | 4