Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

Hamere Hiwet (ሃመረ ህይወት) is Orthodox Tewahedo Song(Mezmur) and Drama Channel.

ሃመረ ህይወት ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ናይ መዝሙርን ድራማን ቻነል እያ።


It is from you and for you. Please Share and Subscribe to see and bless what we bring for you every time.

እዚ መደብ ካባኹም ናባኹም እዩ ስለዚ Share & Subscribe ብምግባር ንእንዝርግሖ መዛሙር ብምክትታል ኩሉ ግዜ ተባረኹ።

ስብሃት ለእግዚአብሔር ልዑል
ወለወላዲቱ ድንግል
ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን።

youtube.com/@ZemarisamuelTedrosofficialtube


Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

youtube.com/@ZemarisamuelTedrosofficialtube
እዚ ናይ ዘማሪ ሳሙኤል ቴድሮስ ናይ ግሊ ቻናሉ እዩ ኣብዚ መንፈሳዊ ስራሓት ሒዙልና ክመጽእ ዩ ስለዚ ሳብስክራይብ ብምግባር ነበራታዓዮ

1 week ago | [YT] | 39

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

ኣብ ሕማማት ክንገብሮም ዘይብልና https://youtu.be/bM1rzDMzZ3s?si=wYYbg...

2 months ago | [YT] | 17

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

ክርያላይሶን እትብል ሓዳሽ ናይ ንስሃ መዝሙር ንሎሚ ምሸት ሰዓት 7፥00 ይጸበዩና

2 months ago | [YT] | 410

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

ኣብዛ ቻነል ብምእታዉ ንዚ ሓዉና ነበራታዓዮ https://youtu.be/RhFPP9BUgt8?si=BYUbE...

11 months ago | [YT] | 19

Hamere Hiwet ሃመረ ህይወት

መዝሙር ናይ ልደታ ማርያም https://youtu.be/m7tgke8uJG8?si=ZPZHK...

1 year ago | [YT] | 28