Well come to maekele fessehaye Entertaiment official youtube chanel.
Copy right meakele bution is strictly prohobited.
ሰላም ኣብ ኩሉ ኹርንዓት ዓለም ትርከቡ ተኸታተልቲ መደባተይ ማእከለ ፍስሃየ( maekele fessehaye)
ኢንተርተይመንት ዝተፈላለየ ስነጥበባዊ ስርሓተይ ሓደስቲ ደርፍታት # ናይ ጋዕዳ ጸወታን # ጋይላ # ካልኦት ፍልይ ዝበሉ ንዓኩም ይሕጉስ ዩ ዝበልክዎ መደባት ሒዘ ክመጽእ ተበጊሰ ኣለኩ ሞ ምትብባዕኩምን ደገፍኩምን ከምኡ ድማ ሃናጺ ዝኮነ ርእይቶኩምን ነቅፌታኩምን ኣይፈለየኒ ።
ንኩሉኩም ፈተውተይን ኣድነቅተይን ኣብዘለክኩሞ ሰላም .
Contact us phone Number+256751321995 (whatsApp , Telegram , imo )
Facebook @ maekele fissehaye
instagram @ maekele fissehaye
Tiktok @ maekele fissehaye
Maekele Fessahaye 2025( ማእከለ ፍሰሃየ)
ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣብ ማእከለ ፍስሃየ 2025 ክትከታተሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ።
4 months ago (edited) | [YT] | 59
View 3 replies