Our aim is to promote plural information , democratic and free debate on Eritrea and East Africa by providing platform to engage and interact with news beyond the headlines


Solo Media

1 day ago | [YT] | 763

Solo Media

2 days ago | [YT] | 805

Solo Media

ሓዱሽ ዓንዲ ሕቖ መስመር ምክልኻል ኤርትራ፡ ሄኖስ ኣስመላሽ!
​እቲ ደልዳላ ዳንጋ ሰራው ሄኖስ ኣስመላሽ ምስ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ምጽንባሩ ተረጋጊጹ ኣሎ። እዚ ዜና እዚ ንኹሎም ፈተውቲ ስፖርት ኤርትራ ዓቢ ተስፋን ሓጎስን ፈጢሩ ኣሎ።

ሄኖስ፡ ኣብ ሓምለ 1999 ኣብ ኔዘርላንድስ ተወሊዱ ዝዓበየ ኮይኑ፡ ኣብ ካልኣይ ዲቪዥን እታ ሃገር እናተጻወተ እንከሎ እዩ ፕሮፌሽናል ሪኮርድ ብምሓዝ ናብ ሱፐር ሊግ ሞልዶቫ ኣምሪሑ። ኣብ'ዚ ሕጂ እዋን ኣብ ሱፐር ዲቪዥን ሞልዶቫ ኣብ መስመር ምክልኻል ብዘርእዮ ዘሎ ዕዙዝ ተራን ዘንኣድ ብቕዓትን፡ ኣብ ናይ'ቲ ዞባ ስፖርታውያን ጋዜጣታት ሉዑል ኣቓልቦ ክረክብ ክኢሉ ኣሎ።
ሄኖስ ኣብ'ቲ ፍሉጥ ናይ ሆላንድ ኣካዳሚ ዝሰልጠነ ኮይኑ፡ ንሃገራዊት ጋንታ ኔዘርላንድስ ትሕቲ 20 ዓመት ውን ወኪሉ ዝተጻወተ፡ ተመክሮ ዘለዎ ተጻዋታይ እዩ።
​እዚ ናይ ሄኖስ ምጽንባር ንመስመር ምክልኻል ኤርትራ ተወሳኺ ታክቲካዊ ስሉጥነትን ጽንዓትን ክህብ ምዃኑ ርጉጽ እዩ። ተክኒካዊ ብቕዓቱ፡ ፍጥነቱን ነታ ጋንታ ዓቢ ዓቕሚ ክኸውን እዩ።

2 days ago | [YT] | 1,894

Solo Media

3 days ago | [YT] | 1,085

Solo Media

🇪🇷 🇸🇩 ነቲ ብማዕዶ ዝፈልጦ ዝነበርኩ ተቐባሊ ጋሻ ዝዀነ ባህሊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ብኣካል ከስተማቕሮ በቂዐ። ንዓይ የማስልኹም………ትብል ህብብቲ ሱዳናዊት ድምጻዊት ነዳ መሓመድ ዑስማን

1 week ago | [YT] | 3,845